ኦንልይን ዱኳንኩም ብቐሊሉ ወረጃ ጌርኩም ክፈቱ
ኦንልይን ዱኳንኩም ክፈቱ፣ ትእዛዛትን ክፍሊትን ብጽፉፍ ተቐቢልኩም ዓማዊልኩም ኣአንግዱ - ብዝመረጽኩሞ ቋንቋታት።
ሕጂ ጀምሩ
ወረጃ እንታይ እዩ?
ወረጃ ናትኩም ኦንላይን ዱኳን ብዘመዝገብኩሞ ዶሜይን ኔም ንምዉናን ዘኽእለኩም ፕላትፎርም (ሶፍትዌር) እዩ። ንሕና ዱኳንኩም ንስራሕ ብዝመረጽኩሞ መልክዕ ድልው ንገብረልኩም። ንስኹም ከኣ ኣብ ምምሕዳር ዱኳንኩምን ዓማዊልኩም ምእንጋድን ተተኩሩ።
ወረጃ ተጠቒምኩም እዚ ትኽእሉ፦
- ብናትኩም ሽም ብዝደለኽሞ ገጽታ ኦንላይን ዱኳንኩም ብዘአይ ቴክኒካዊ ክእለት ትኸፍቱ
- ብምዕቡል ስርዓት መመሓደሪ (ዳሽቦርድ) ትሕዝቶ ዱኳንኩምን ትእዛዛትን ከምኡዉን ንግድኹም ተካይዱ
- ዓማዊልኩም ብዝመረጽዎ ቋንቋ ክዕድጉ ተኽእሉዎም
- ንዓማዊልኩም ቅልጡፍን ደስ በሃሊ ናይ ሽመታ ተሞክሮ ኣብ ኩሉ መሳለጢያ ይረኽቡ
- እስኹምን ዓማዊልኩምን ብዛዕባ ትእዛዛትን ሓቤርታ ይስደደልኩም
ንኩሉ ዓይነት ኣቑሑ መሸጢ
ወረጃ ንዝኾነ ዓይነት ኣቕሓ ክትሸጥሉ ትኽእሉ ኦንልይን ዱኳን ክትዉንኑ የኽእለኩም። ንዞም ዝስዕቡ ዓይነት ዱኳናት ምቹእ እዩ።
እቲ ትምነዩዎ ፍታሕ
ወረጃ ንኦንልይን ዱኳንኩም ክትከፍቱ፣ ከተካይዱ፣ ከተዕብዩ ዘኽእለኩም ኩሉ ዘማልአ እዩ። ወረጃ ነዞም ዝስዕቡ የኽእለኩም፥
- ኣብዙኾነ ሰዓት ካብ ዝኹነ ቦታ ካብ ዓማዊሉክም ትእዛዛት ንምቕባል
- ንዕድጊት ዘወሱኹ መሳሪሒታት ብምጥቃም ኣታዊኹም ንከተዕብዩ
- ስሉጥን ጽፉፉን ብዝኾነ ትእዛዛትን ክፍሊትን ብምምሕዳር ጊዜ ንክትቁጥቡ
- ርክባት ምስ ዓማዊልኩም የጣናኽረልኩም
- ብዓቕምኹም ጀሚርኩም ንግድኹም ንኸተዕብዩ
ካባና ትጽበዩዎ
ንሕና ባዕለና ኦንላይን ዱኳንኩም ንስራሕ ኣዳሊና፣ እቲ ዱኳን ምእንጋድን ቀጻሊ ምምሕያሽን ንገብረልኩም - ካብ ቴክኒካዊ ጣጣ ነጻ ትኾኑ። ብተወሳኺ፥
- 99.99% ድኳንኩም ኦንላይን ይህሉው
- መዓልታዊ ቅዳሕ ዱኳንኩም ንዉሕስነት ይዕቀብ
- ድርብ መረጋገጺ መንነት የተግብር
- ሓያል ሓለዋ ነረጋግጽ
- ኤስኢስኤል (SSL) ይጥቀም
መደባት ክፍሊት
ጀማሪ
€48
/ወርሒ+
5.5%
ክፍሊት ኣብ ነብሰወከፍ ሽያጥ
VAT (ግብሪ) ኣየጠቓልልን
ገንዘብ መኽፈሊ ኣገባብ ዋጋ ኣየጠቓልልን
- 2 ወርሒ ነጻ
- ነጻ ዱኳን ምድላው
- ምእንጋድ ዱኳን የጠቓልል
- ጽገናን ምምሕያሽን
- ደገፍ ብተሌፎንን ኢመይልን
- 1 ሸያጢ
- ስጋብ ብኽለተ ቋንቋታት
ማእኸላይ
€83
/ወርሒ+
4.75%
ክፍሊት ኣብ ነብሰወከፍ ሽያጥ
VAT (ግብሪ) ኣየጠቓልልን
ገንዘብ መኽፈሊ ኣገባብ ዋጋ ኣየጠቓልልን
- 2 ወርሒ ነጻ
- ነጻ ዱኳን ምድላው
- ምእንጋድ ዱኳን የጠቓልል
- ጽገናን ምምሕያሽን
- ደገፍ ብተሌፎንን ኢመይልን
- ስጋብ 5 ሸየጥቲ
- መበገሲ ድሕረ-ገጽ ከምድልየትኩም ምትዕርራይ
- ልዑል ጸብጻብ
- ስጋብ ብሰለስተ ቋንቋታት
ልዑል (ዓቢይ ትካል)
ተመጣጣኒ ክፍሊት
/ወርሒ- 2 ወርሒ ነጻ
- ነጻ ዱኳን ምድላው
- ምእንጋድ ዱኳን የጠቓልል
- ጽገናን ምምሕያሽን
- ደገፍ ብተሌፎንን ኢመይልን
- ደረት ኣልቦ ሸየጥቲ
- መበገሲ ድሕረ-ገጽ ከምድልየትኩም ምትዕርራይ
- ልዑል ጸብጻብ
- ስጋብ ብሰለስተ ቋንቋታት
- ተኽእሎ ንዉልቃዊ ስራሓትኩም ዘማልእ ስራሕቲ
ወረጃ ዱኳን መሳለጢያታትን ረብሓታቶምን
ብተደጋጋሚ ሓቢሮም ዝግዝኡ
ተመሳሰልቲ ኣቑሑት ብምሕባር፣ ዓማዊል ተወሰኽቲ ኣቑሑ ንኽሽምቱ የተባብዕ።
መሳለጥያታት ሲኢኦ (SEO)
ኣብ ከም በዓል ጉጉል ዱኳንኩም ብቐሊሉ ዓማዊል ክረኽብኽም ይሕግዝ።
መምርሒ ኣጠቓቕማ ሰሌዳ ምሕደራ
ኣብ ሰሌዳ ምሕደራ ትረኽብዎም መመሓደሪ መሳለጢያታት ብግቡእ ንኽትጥቀሙሎም ይሕግዝ።
ተደጋገምቲ ሕቶታት
እወ። ንኽትላማመዱዎን ክትፍትንዎን ከይከፈልኩም ክትጥቀሙሉ ክልተ ወርሒ ንህብ።
እወ፣ እቲ ዱኳን ባዕልኹም ብዘመዝገብኩሞ ሽም (domain name) እዩ ዝኽፈት።
ወርሓዊ ዝተወሰነ ክፍሊት ከምኡዉን ሚእታው ካብ ነብስወከፍ ዕድጊት ነኽፍል።